ኣብ አዋን ጥንስኺ ኣብ ዝኾነ አዋን ነዚ ናይ COVID-19 ክታበትኪ ክትወስዲ ትኽአሊ አኺ። እቶም ክታበታት ውሑሳንቶም ዝተሓለወን ስሉጣትን እዮም። ብCOVID-19 ብኽቢዱ ናይ ምሓማምን ናብ እቲ ዕሸልኪ ሓዊሱ ናብ ካልኦት ሰባት ነቲ ቫይረስ ናይ ምምሕልላፍ ዕድልኪ ክትሕት ዝገብሩ እዮም። ተወሳኺ ንምፍላጥ ኣብ ahs.ca/vaccinepregnancy ተወከሲ። 8.5x11 / 11x17
(If you are pregnant, you can get the COVID-19 vaccine at any time during pregnancy. Vaccines are safe and effective. They lower your chance of becoming very sick from COVID-19 and spreading the virus to others, including your baby.)